ነቶም ቈልዑ ኴንኩም ዑቕባ ዝሓተትኩምትምህርቲ ሌላ ምስ ሕብረተ-ሰብ ነቶም ቈልዑ ኴንኩም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓተትኩም። እዚ ሓበሬታ ነቶም ምስ ወለዲኹም ከምኡ ውን ብዘይወለዲኹም ናብ ሽወደን ዝመጻእኩም ዝምልከት እዩ።