ሚግራሾንስቨርከት

Migrationsverket – tigrinska

ሚግራሾንስቨከት እቲ ኣብ ሃገር ሽወደን፤ ናይቶም ኣብ ሃገር ሽወደን መጺኦም ክቕመጡ ዚደልዩ፤ ንኽበጽሑ ክመጹ ዚደልዩ፤ ካብ ሓሳረ-መከራ ኣምሊጦም ዑቕባ ንምርካብ ዝሓቱ ወይውን ዜግነት ሃገር ሽወደን ንምቕባል ዚሓቱን ጉዳያት ኩሉ ዚውስን፤ እዚ ቤትስልጣን’ዚ እዩ።

በዚ ቋንቋ ተዳልዩ ዘሎ ሓበሬታ፤ ብዝተወሰነ ደረጃ ጥራይ እዩ። ተወሳኺ ሓበሬታ ምስ ትደልዩ፤ ብቛንቋ ስዊድን ወይ እንግሊዝ ዝተዳለወ ጽሑፍ ምንባብ ይክኣል እዩ።